ትሕዝቶ
ነሓሰ 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር
ሰባት ብኸመይ ሰላም ኪገብሩ ይኽእሉ፧
ገጽ 3-6
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ንወለደይ ብዛዕባ እቲ ዜውጽእዎ ሕጋታት ብኸመይ ክዛረቦም እኽእል፧”
• “ክንፈላለዶ፧”
ብዘይካዚ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ጾታዊ ምሽጋር ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)