ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • be ገጽ 271
  • ወትሩ እናኣመሓየሽካ ኺድ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወትሩ እናኣመሓየሽካ ኺድ
  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከም ተዛራባይን መምህርን መጠን ክእለትካ ንምምዕባል ዚጠቅም መደብ
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ነቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ዕዮ ዘዕጥቐና ቤት ትምህርቲ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
  • ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ይጠቕመና፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ንሓለውቲ ቤት ትምህርቲ ዚኸውን መምርሒታት
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
ዝያዳ ርአ
ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
be ገጽ 271

ወትሩ እናኣመሓየሽካ ኺድ

ብብሕትኻ ንነፍሲ ወከፍ እዚ ኣብዚ መደብ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ምኽሪ መውሃቢ ነጥብታት ዓይኻሉዶ፧ ነቲ ኣብኡ እተዋህበ መላመዲታት ወዲእካዮዶ፧ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ዀነ ኣብ ካልእ ኣኼባታት መደረታት ከተቕርብ ከለኻ ኸምኡውን ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽትሳተፍ ከለኻ ንነፍሲ ወከፍ ነጥቢ ትዓየሉዶ ኣለኻ፧

ድሕሪ ሕጂ እውን ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም። ንሓያሎ ዓመታት መደረታት እኳ እንተ ኣቕረብካ: ብዝያዳ ኸተመሓይሸሉ እትኽእል መዳያት ኣሎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ