ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 22-23
  • መእተዊ 3ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 3ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ “ፈታውየይ” ኢሉ ጸዊዕዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ዓርኪ የሆዋ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ኣብርሃም መን እዩ ነይሩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ኣብርሃም ፈቃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 22-23
ኣብርሃም ንይስሃቅ ብንእስነቱ ብዛዕባ ኸዋኽብቲ ይዛረቦ

መእተዊ 3ይ ክፋል

ድሕሪ ማይ ኣይሂ ኣብ ዝነበረ ዓመታት፡ ሒደት ሰባት ጥራይ እዮም ንየሆዋ ኸም ዘገልገልዎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ። ሓደ ኻብቶም ዘገልገልዎ ኸኣ ኣብርሃም ይብሃል፣ ንሱ ዓርኪ የሆዋ ተባሂሉ ይፍለጥ ነይሩ እዩ። ስለምንታይ እዩ ዓርኪ የሆዋ ተባሂሉ ተጸዊዑ፧ ወላዲ እንተ ዄንካ፡ ንውሉድካ ኽትምህሮ ኸለኻ፡ የሆዋ ብእኡ ኸም ዚግደስን ኪሕግዞ ኸም ዚደልን ኣረድኣዮ። ከምቲ ኸም እኒ ኣብርሃምን ሎጥን ያእቆብን ዝኣመሰሉ እሙናት ሰባት ዝገበርዎ፡ ከይተሰከፍና ኻብ የሆዋ ሓገዝ ክንልምን ንኽእል ኢና። የሆዋ ንዅሉ እቲ ዝኣተዎ ቓል ከም ዚሕልዎ ኽንተኣማመን ንኽእል ኢና።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ዋላ እኳ ቐሊል እንተ ዘይኰነ፡ የሆዋ ዝበለካ ዅሉ ግበር

  • ምስ ኣምላኽ ዚምስረት ዕርክነት ካብ ኵሉ ይኸብር

  • ንሰባት ይቕረ እንተ ኢልናሎምን ምሳታቶም እንተ ተዓሪቕናን፡ የሆዋ ይሕጐስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ