ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 26
  • ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ጸሎት ሓደ ትሑት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣትብዓኒ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣብ ግዜ ጸገም ምጽንናዕ ምርካብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 26

መዝሙር 26

ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ማቴዎስ 25:34-40)

  1. 1. የሱስ ዝጓሳኦም ካልኦት ኣባጊዕ፡

    ንኣሕዋት ክርስቶስ ይድግፍዎም፣

    ኵሉ ዚገብርዎ ንምጽንናዖም፡

    ይጽብጽቦ’ዩ ምእንቲ ኺፈድዮም።

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፣

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፣

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”

  2. 2. “ክጠሚ ኸለኹ፡ ዚብላዕ ሂብኩምኒ፡

    ኣብ እዋን ጽምአይ’ውን ’ወ ኣስቲኹምኒ።”

    “መዓስ ኢና ዝገበርናልካ፧” ምስ በሉ፡

    ንጉስ መለሰ ዘርዚሩ ንዅሉ፦

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፣

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፣

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”

  3. 3. “ብእምነት ዓዪኹም፡ ጌርኩም ኢኹም ሰናይ፡

    ሰቢኽኩም ብትግሃት ኣብ ጐድኒ ’ሕዋተይ።”

    ነቶም ኣባጊዑ’ውን ይብሎም መሊሱ፦

    “ምድርን ናይ ሓቂ ህይወትን ውረሱ።”

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፣

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፣

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ፣

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”

(ምሳ. 19:17፣ ማቴ. 10:40-42፣ 2 ጢሞ. 1:16, 17 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ