ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 5
  • የሆዋ ነቶም ስቡር ዝልቦም ኣይንዕቆምን እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ነቶም ስቡር ዝልቦም ኣይንዕቆምን እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ይቕረ በሃሊ ምዃኑ፡ ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • “ስቡርን ቅጥቁጥን ልቢ” ይቕረታ ምስ ዚሓትት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ናብ መንፈሳዊ ጥዕና ዝመርሕ ምንዛዝ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ሓጢኣት ንጉስ ዳዊት
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 45-51

የሆዋ ነቶም ስቡር ዝልቦም ኣይንዕቆምን እዩ

ዳዊት፡ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ንሽበን ሓደ ድኻ ኸም ዝወሰደ ዚገልጽ ምሳሌ ምስ ሰምዐ ሕልናኡ ረበሾ

ነብዪ ናታን ንዳዊት፡ ምስ ባትሴባ ኸቢድ ሓጢኣት ከም ዝፈጸመ ምስ ሓበሮ እዩ ዳዊት ንመዝሙር 51 ጽሒፉዋ። ዳዊት ሕልናኡ ረበሾ፣ ብትሕትና ድማ ሓጢኣቱ ተኣመነ።—2ሳሙ 12:1-14።

ዳዊት ሓጢኣት እኳ እንተ ገበረ፡ ብመንፈሳዊ መገዲ ኺሓዊ ይኽእል ነበረ

51:3, 4, 8-12, 17

  • ዳዊት ቅድሚ ምንዛዙን ምንሳሑን፡ ሕልናኡ ረበሾ

  • ስምረት ኣምላኽ ብምስኣኑ፡ ልክዕ ኣዕጽምቱ ኸም እተሓምሸሸ ሰብኣይ ተሰቀየ

  • ይቕረ ኺብሃለሉን ብመንፈሳዊ መገዲ ኺሓውን ነቲ ቕድም ዝነበሮ ሓጐስ ኪምለሰሉን ሃረር በለ

  • ዳዊት ንየሆዋ እዙዝ ልቢ ኼማዕብል ምእንቲ ኺሕግዞ ብትሕትና ለመኖ

  • የሆዋ ይቕረ ኸም ዚብለሉ ይተኣማመን ነበረ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ