ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 5
  • የሆዋ ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ይቕረታ የሆዋ—ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ንይቕረታ የሆዋ ተቐበሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • “ንይቕረታ ድልዊ” ዝዀነ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ኣምላኽ ይቕረ ይብለለይ ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 18-20

የሆዋ ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧

18:21, 22

  • የሆዋ ንሓጢኣትና ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ነቲ ዝፈጸምናዮ ሓጢኣት ኣብ መጻኢ ኣይዝክሮን እዩ።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ፡ እዚ ዚስዕብ ኣብነታት ኣብ ምሕረት የሆዋ እምንቶ ኸነሕድር ይሕግዘና።

ንጉስ ዳዊት

ንጉስ ዳዊት ብዝፈጸሞ ሓጢኣት ይርበጽ
  • ሓጢኣት

  • ምሕረት ኪረክብ መሰረት ዝዀኖ፦

  • የሆዋ ይቕረ ኸም ዝበለሉ ዚሕብር መርትዖ፦

ንጉስ ምናሴ

ንጉስ ምናሴ ምሕረት የሆዋ ኺረክብ ይልምን
  • ሓጢኣት

  • ምሕረት ኪረክብ መሰረት ዝዀኖ፦

  • የሆዋ ይቕረ ኸም ዝበለሉ ዚሕብር መርትዖ፦

ሃዋርያ ጴጥሮስ

ሃዋርያ ጴጥሮስ ንየሱስ ምስ ከሓዶ ይርበጽ
  • ሓጢኣት

  • ምሕረት ኪረክብ መሰረት ዝዀኖ፦

  • የሆዋ ይቕረ ኸም ዝበለሉ ዚሕብር መርትዖ፦

ንምሕረት የሆዋ በዚ ዚስዕብ መገዲ ክቐድሖ እኽእል፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ