ክርስትያናዊ ህይወት
እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ
ነታ ዘ ፕሮዲጋል ሳን ሪተርንስ (እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦
ዴቪድ ብመንፈሳዊ መዳይ ከም ዝደኸመ ዜርኢ ምልክታት እንታይ እዩ ነይሩ፧ ስድራ ቤቱን ሽማግለታት ጉባኤን ኪሕግዝዎ ዝፈተኑኸ ብኸመይ እዮም፧
ሓውና ባርከርን ሓብትና ባርከርን ከም ወለዲ መጠን ሰናይ ኣብነት ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧
እዛ ቪድዮ እዚኣ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ትምህረና፧
ኣቓልቦና ኣብ ዓለማዊ ስራሕና ጥራይ ብዛዕባ ምግባር
ብዛዕባ ሕማቕ ዕርክነት
ምኽሪ ብዛዕባ ምስማዕ
ብዛዕባ ምንሳሕን ይቕረ ምባልን