ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 23-24 ንኻልኦት በደሎም ክትሓድገሎም ድሉው ኩን 24:34 ንመን በደሉ ኽሓድገሉ ኣሎኒ፧ “ንይቕረታ ድልው” ምዃን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (መዝ 86:5) ሓጥኣን ዝዀኑ ሰባት እንተ ተለዊጦም፡ የሆዋን ወዱን ምሕረት ኪገብሩሎም ድሉዋት እዮም።