ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ታሕሳስ ገጽ 7
  • “ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ነቲ ምሳኻትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣቱም ጓሶት፡ ነቶም ዓበይቲ ጓሶት ምሰልዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ‘ኣታ ሒደት መጓሰ ኣይትፍራህ’
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ነቶም ካብተን መጓሰ ዝጠፍኡ ሓግዞም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ታሕሳስ ገጽ 7
ሽማግለታት፡ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ሰባት ይዘራረቡ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 19-20

“ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”

20:28, 31, 35

ሓደ ሽማግለ ኣብቲ ሓደ ሓው ዝደቀሰሉ ሆስፒታል ምስ ሓደ ሓኪም ይዘራረብ

ሽማግለታት፡ ነፍሲ ወከፍ በጊዕ በቲ ኽቡር ደም ክርስቶስ እተዓደገት ምዃና ብምዝካር፡ ነተን መጓሰ ይምግቡን የዕቑቡን ይከናኸኑን እዮም። ክርስትያናት ነቶም ከም ጳውሎስ ነተን መጓሰ ንኼገልግሉ ኢሎም ግዜኦምን ጕልበቶም ጥሪቶምን ዚውፍዩ፡ ብሓቂ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎም።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ሽማግለታት ጉባኤ ንዚገብርዎ ጻዕሪ ዘሎኒ ኣድንቖት ክገልጽ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ