ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ግንቦት ገጽ 4
  • ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ስጋኦም ንዘሎ ግራጭ ተጸሚመምዎ ኢዮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ነቲ ‘ኣብ ስጋና ዘሎ ግራጭ’ ምጽማሙ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ሰብኣዊ ድኻም ሓይሊ የሆዋ የጕልሕ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ኣብ ‘ስጋኻ ግራጭ’ ኣሎካዶ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ግንቦት ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ቈረንቶስ 11-13

ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’

12:7-10

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እሾዅ መብዛሕትኡ ግዜ ብምሳልያዊ መገዲ እዩ ዚስርሓሉ። በዚ ኸምዚ ድማ ኣብ ኣሸገርትን ጕድኣት ኣብ ዜውርዱ ሰባትን ወይ ከኣ ጸገም ኣብ ዜምጽኡን ኪውዕል እዩ። (ዘሁ 33:55፣ ምሳ 22:5፣ ህዝ 28:24) ጳውሎስ ብዛዕባ እቲ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ ኪጽሕፍ ከሎ፡ ብዛዕባ እቶም ሃዋርያት ሓሶትን ብዛዕባ እቶም ንሃዋርያነቱን ንዕዮኡን ጸገም ዝፈጠሩሉ የመልክት ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥቕስታት፡ ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ ኪኸውን ከም ዚኽእል እንታይ ነገራት እዩ ተሓቢሩ ዘሎ፧

  • ሃዋርያ ጳውሎስ ርእሱ ሒዙ

    ግብ 23:1-5

  • ገላ 4:14, 15

  • ገላ 6:11

‘ኣብ ስጋኻ እተዋህበካ እሾዅ’ እንታይ እዩ፧

የሆዋ ንምጽዋር ምእንቲ ኺሕግዘካ፡ ኣብኡ ኽትውከል እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ