ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሰነ ገጽ 2
  • ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ይቕረ ኢሉሎም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ይቕረ ኢሉሎም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኻልኦት በደሎም ክትሓድገሎም ድሉው ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ይቕረ ምባልን ምርሳዕን ዝከኣል ብኸመይ ኢዩ፧
    ንቕሑ!—1999
  • “ኣነዶ ኣብ ክንዲ ኣምላኽ እየ፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ‘ንሓድሕድኩም ብኸምኡ ይቕረ ተበሃሃሉ’
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሰነ ገጽ 2
ዮሴፍ ንኣሕዋቱ መንነቱ ኪገልጸሎም ከሎ፡ ይድንጽዎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 44-45

ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ይቕረ ኢሉሎም

44:1, 2, 33, 34፣ 45:4, 5

ብፍላይ ሓደ ሰብ ደይመደይ ኢሉ ምስ ዚጐድኣና፡ ይቕረ ምባል ኪኸብደና ይኽእል እዩ። ዮሴፍ ኣሕዋቱ ምስ በደልዎ ይቕረ ኺብለሎም ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

  • ዮሴፍ ሕነ ኺፈዲ ኣብ ክንዲ ዚፍትን፡ ይቕረ ንምባል ኣጋጣሚ ደለየ።—መዝ 86:5፣ ሉቃ 17:3, 4

  • ቂም ብዘይ ምሓዝ፡ ባህርያት እቲ ብልግሲ ይቕረ ዚብል የሆዋ ኣንጸባረቐ።—ሚክ 7:18, 19

ይቕረ ብምባል ንየሆዋ ኽመስሎ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ስእልታት፦ 1. ክልተ ኣሓት ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይዘራረባ። 2. ክልተ ኣሕዋት ሰላም ይባሃሃሉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ