ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 6
  • ፋስጋ—ንክርስትያናት ዘለዎ ኣገዳስነት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፋስጋ—ንክርስትያናት ዘለዎ ኣገዳስነት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፋስጋ እንታይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • እቲ ዓስራይ መዓት
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ‘እዛ መዓልቲ እዚኣ ንመዘከርታ ትኹነልኩም’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ኣብ መንጎ ፋስጋን በዓል ዝኽርን ዘሎ ምምስሳልን ፍልልይን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 6
ኣባላት ሓንቲ እስራኤላዊት ስድራ ቤት ካብ ግብጺ ቕድሚ ምውጻኦም ደው ኢሎም ፋስጋ ይበልዑ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 12

ፋስጋ—ንክርስትያናት ዘለዎ ኣገዳስነት

12:5-7, 12, 13, 24-27

እስራኤላውያን በቲ ዓስራይ መዓት ምእንቲ ኸይጕድኡ፡ ንመምርሒታት ኪእዘዙ ኣገዳሲ እዩ ነይሩ። (ዘጸ 12:28) ምሸት 14 ኒሳን፡ በብስድራ ኣብ ኣባይቶም ኪእከቡ፡ ዓመት ዝገበረ ጥዑይ ተባዕታይ ገንሸል ወይ ጤል ኪሓርዱ፡ ነቲ ደም ድማ ኣብ ልዳውቶምን ኣብ ላዕለዋይ ልዳትን ኪነጽግዎ፡ ድሕሪኡ፡ ንብምሉኡ እቲ እንስሳ ጠቢሶም ቀልጢፎም ኪበልዕዎ ነበሮም። ክሳዕ ንግሆ ድማ ሓደ እኳ ኻብ ቤቱ ኺወጽእ ኣይነበሮን።—ዘጸ 12:9-11, 22።

ሎሚ ተኣዛዝነት ኬዕቍበና ዚኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ