ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • ንዕዮ የሆዋ ተዓጠቕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዕዮ የሆዋ ተዓጠቕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንስራሕካ ዜስተብህለሉ መን ምዃኑ ኽሳዕ ክንድቲ ኣገዳሲ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ብመንፈስ ኣምላኽ ተመርሑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣብ ቀዳማይ ዘመን ኰነ ሎሚ ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምርሑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • በረኸት የሆዋ ኻብ ልቢ ድለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 6
በሳልኤልን ኦሆልያብን ንማሕደር ዚኸውን ኣቕሑ ወርቂ ይሰርሑ። ሓዲኦም ብሞደሻ ገይሩ ቕርጽታት መንገብገብ ኪሩቤል የውጽእ፣ እቲ ሓደ ኸኣ ወርቂ ይቕጥቅጥ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 35-36

ንዕዮ የሆዋ ተዓጠቕ

35:25, 26, 30-35፣ 36:1, 2

መንፈስ የሆዋ ንበሳልኤልን ንኦሆልያብን ነቲ ማሕደር ዚኸውን ዝርዝር ውጥን ኪስዕቡ ሓጊዝዎም እዩ። (ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ።) እቲ ሓያል መንፈስ የሆዋ ሎሚ እውን ንኣገልገልቱ ይሕግዞም እዩ። ንሕናኸ ኻብኡ ብኸመይ ክንጥቀም ንኽእል፧

  • መንፈስ ቅዱስ ነቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ እንጥቀመሉ ዝዀነ ይኹን ክእለት ኬማዕብለልና ብምጽላይ

  • ካብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ ቓል ኣምላኽ ብትግሃት ብምምጋብ

  • ንእተዋህበና ዝዀነ ይኹን ዕዮ ዚከኣልና ዘበለ ብምግባር

ስእልታት፦ ናይ የሆዋ ምሰኻኽር ኣብ እተፈላለየ ቲኦክራስያዊ ንጥፈታት ይካፈሉ። 1. ኣሓት ኣብ ዕዮ ህንጸት ይሕግዛ። 2. ሓደ ሓው መጽናዕቲ ‘ግምቢ ዘብዐኛ’ ንምምራሕ ይዳሎ። 3. ሓደ ሓው ንሓደ ብዓል ድኳን ኪሰብከሉ ኸሎ፡ መገላግልቱ ድማ ተጻረርቲ ኸይመጽእዎም ይርኢ። 4. ሰብ ሓዳር ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ይምሃሩ።

የሆዋ ነየናይ ዕዮታት እዩ ኼዕጥቐካ ዚኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ