ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መጋቢት ገጽ 2
  • ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ሳኦል ኣብ ፈለማ ትሑት እዩ ነይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ‘ምእዛዝ ካብ መስዋእቲ ይበልጽ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መጋቢት ገጽ 2
ንጉስ ሳኦል ብትዕቢት ኣብቲ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ የቕርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ

ንጉስ ሳኦል ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት ከም ዝነበረ ተሰምዖ (1ሳሙ 13:5-7)

ሳኦል ብትሕትና መምርሒ የሆዋ ኣብ ክንዲ ዚስዕብ፡ ብትዕቢት ስጕምቲ ወሲዱ (1ሳሙ 13:8, 9፣ w00 1/8 13 ¶17)

የሆዋ ንሳኦል ገሲጽዎ (1ሳሙ 13:13, 14፣ w07 15/6 27 ¶8)

ሓደ ሰብ ተሃዊኹ ወይ ብዕሽነት ዘይተፈቕደሉ ነገር ምስ ዚገብር፡ ብድፍረት ስጕምቲ ወሲዱ ኺብሃል ይከኣል እዩ። ትዕቢት ኣንጻር ትሕትና እዩ። ንሓደ ሰብ ዕቡይ ኪገብሮ ዚኽእል እንታይ ኵነታት ኪኸውን ይኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ