ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 10
  • መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

ኤልያስ ፈርሀ፡ ምእንቲ ህይወቱ ኸኣ ሃደመ (1ነገ 19:3, 4፣ w19.06 15 ¶5)

የሆዋ ግብራዊ ሓገዝ ሂብዎ፡ ብዜገርም መገዲ ድማ ሓይሉ ኣርእይዎ (1ነገ 19:5-7, 11, 12፣ ia 103 ¶13፣ 106 ¶21)

የሆዋ ዕዮ ሂብዎ (1ነገ 19:15-18፣ ia 106 ¶22)

ሓደ እሱር ሓው ንሓደ ዋርድያ ይምስክረሉ።

የሆዋ፡ ሎሚ እውን ብቓሉ ኣቢሉ ይዛረበና ኣሎ፣ ብሓቂ ኸም ዚሓልየልናን ኣብ ኣገልግሎቱ ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ኸም ዝሃበናን የዘኻኽረና ኣሎ።—1ቈረ 15:58፣ ቈሎ 3:23።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ