ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 3
  • ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትሑት ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • “ወድኺ ኣልዕሊ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ

የሆዋ ንህዝቢ ይሁዳ በቲ እኩይ ተግባሮም እንተ ቐጺሎም ከም ዚነጽጐም ንሓያሎ ዓመታት ኣጠንቂቕዎም (2ነገ 24:2, 3፣ w01 15/2 12 ¶2)

ብ607 ቅ.ክ. የሆዋ ንየሩሳሌም ንምጥፋእ ባቢሎናውያን ተጠቒሙ (2ነገ 25:8-10፣ w07 15/3 11 ¶10)

የሆዋ ነቶም መጠንቀቕታኡ ዝሰምዑ ህዝቢ ንሒፍዎም (2ነገ 25:11)

ሓደ ሓው ኣብ እዋን ምሳሕ ንመሳርሕቱ ይምስክረሉ።

የሆዋ ነቶም “ንኣምላኽ ዘይፈርሁ” ተቐማጦ ምድሪ ኸም ዚፈርዶም ንሓያሎ ዓመታት ኣጠንቂቑ እዩ።—2ጴጥ 3:7።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ካልኦት ነቲ ኣምላኽ ዚህቦ መጠንቀቕታ ኣብ ግብሪ ኼውዕሉ ንምሕጋዝ ንዝረኸብክዎ ኣጋጣሚ ዅሉ እጥቀመሉ ድየ፧’—2ጢሞ 4:2።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ