ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 10
  • ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 10
የሱስን ሰማያዊ ሰራዊቱን ኣብ ምድሪ ንዘለዉ ጸላእቲ ኣምላኽ ንምጥፋእ ኣብ ኣምበላያት ኣፍራስ ተወጢሖም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ

የሆዋ፡ ኣሶር ንእስራኤል ክትስዕራ ፈቒዱ (2ነገ 17:5, 6፣ it-2 908 ¶5)

የሆዋ ህዝቡ ብተደጋጋሚ ስለ ዘዀረይዎ ቐጺዕዎም (2ነገ 17:9-12፣ it-1 414-415)

የሆዋ ንእስራኤላውያን ተዓጊስዎምን ብተደጋጋሚ ኣጠንቂቕዎምን እዩ (2ነገ 17:13, 14)

እቲ ኣፍቃሪ ሰማያዊ ኣቦና ንዘይፍጹማት ደቂ ሰባት ብዙሕ ይዕገሶም እዩ። (2ጴጥ 3:9) እንተዀነ ግና፡ ዕላማኡ ምእንቲ ኺፍጽም ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንእኩያት ኬጥፍኦም እዩ። እዚ መአረምታ ኽንቕበልን ብናይ ህጹጽነት ስምዒት ክንሰብኽን ኪድርኸና ዘለዎ ብኸመይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ