ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 13
  • ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 13

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ

ዳዊት ንየሆዋ ውቅብቲ ቤት መቕደስ ኪሃንጸሉ ተሃንጥዩ ነይሩ (1ዜና 17:1, 2፣ w06 15/7 19 ¶1)

የሆዋ ንዳዊት ‘ንስኻ ቤት መቕደስ ኣይክትሃንጸለይን ኢኻ’ ኢልዎ (1ዜና 17:4)

ዳዊት ኣብቲ የሆዋ ዝሃቦ ዕዮ ኣተኲሩ (1ዜና 17:7፣ 18:14)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ተስፋ ዝቘረጸ ሓው ኣብ ዓረብያ ስንኩላን ኮፍ ኢሉን ብሓገዝ ኦክስጅን የስተንፍስን። 2. እቲ ሓው ናብ ዓረብያ ጽሑፋት ንዝቐረበ ሰብኣይ ተሓጒሱ የዘራርቦ።

ብምኽንያት ዕድመ፡ ጥዕና ወይ ካልእ ረቛሒታት ንሓደ ሓላፍነት ዘይትበቅዕ እንተ ዄንካ፡ ኣብቲ እትኽእሎ ነገራት ጥራይ ኣተኵር።—ግብ 18:5፣ w21.08 22-23 ¶11።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ