ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 5
  • ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ኺጥቀመልካ ፍቐደሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • “የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ ወይስ ፈጠራ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዘይተኣዛዝነት ዜስዕቦ ስቓይ

ገሊኦም እስራኤላውያን ምስ ኣምለኽቲ ጣኦት ዝዀና ኣንስቲ ተዋሲቦም (እዝ 9:1, 2፣ w06 15/1 20 ¶1)

ነቲ ንጹር ትእዛዛት የሆዋ ዕሽሽ ኢሎምዎ (እዝ 9:10-12)

እቲ ዘይተኣዛዝነቶም ንርእሶምን ንስድራ ቤቶምን ብዙሕ ስቓይ ኣስዒቡሎም (እዝ 10:10, 11, 44)

ናይ የሆዋ ምስክር ዘይኰነ ሰብኣይ እተመርዓወት ሓብቲ፡ ሕጂ ሕጻን ወሊዳ፡ ነቲ ንየሆዋ እተገልግለሉ ዝነበረት እዋን ትናፍቕ። ኣብ ቅድሚኣ ኣብ ዘሎ ሰደቓ ጭራም ሽጋራ ዝመልአ መንገፍ ሽጋራ ተቐሚጡ። ዝሰኸረ ሰብኣያ ድማ ኣብ ሶፋ ደቂሱ።

ኵሉ ትእዛዛት የሆዋ ንጥቕምና እዩ። (w09 1/10 10 ¶6) ተኣዛዝነት ሕጂ ኻብ ብዙሕ ጓሂ ይሰትረና ኣብ መጻኢ ድማ መወዳእታ ናብ ዘይብሉ በረኸት ይመርሓና።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንየሆዋ ዘርእዮ ተኣዛዝነት ካብ ዘየድሊ ጓሂ ልቢ ዚሰትረኒ ብኸመይ እዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ