ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 9
  • ንዓና ንምግልጋል ይተግሁ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዓና ንምግልጋል ይተግሁ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ገየሽቲ ተዓዘብቲ— ኣብ ሓቂ መተዓይይቲ
    ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ኣብ ብዘላ ዓለም ሓቢሮም ፍቓድ ኣምላኽ ይፍጽሙ
  • ነቶም “ውህበት ሰባት” ዘሎካ ሞሳ ግለጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ንዅልና ዚኸውን ምጽንናዕ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
  • “ጳውሎስ ንኣምላኽ ኣመስገነን ተተባብዐን”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 9
ስእልታት፦ ሓደ ሓላው ወረዳ ንሓንቲ ጉባኤ ይበጽሓ። 1. ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ይመርሕ። 2. ምስ ኣካል ሽማግለታት ይእከብ። 3. ምስ ሓደ መንእሰይ ሓው የገልግል።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንዓና ንምግልጋል ይተግሁ

ሓለውቲ ወረዳን ኣንስቶምን ነቶም ዜገልግልዎም ጥቕሚ ርእሳ እትስዉእ ፍቕሪ የርእዩ እዮም። ከማና ብሕታዊ ድሌት፡ ሓድሓደ ግዜ ድማ ድኻም፡ ጓሂ፡ ጭንቀት ይስምዕም እዩ። (ያእ 5:17) ይኹን እምበር፡ ኣብ ሰሰሙን ነቶም ዚበጽሕዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ምትብባዕ እዮም ዜተኵሩ። ሓለውቲ ወረዳ ብሓቂ “ዕጽፊ ኽብሪ ይግብኦም እዩ።”—1ጢሞ 5:17።

ሃዋርያ ጳውሎስ ንሰብ ሮሜ ኺበጽሖም ኪሓስብ ከሎ፡ ነታ ጉባኤ “መንፈሳዊ ውህበት ኬማቕላ” ኸምኡ እውን ‘ንሓድሕዶም ኪተባብዑ’ ተሃንጥዩ ነይሩ እዩ። (ሮሜ 1:11, 12) ንሓላው ወረዳ ምርዑው እንተ ዀይኑ ድማ ንሰበይቱ ብኸመይ ከም እተተባብዖም ሓሲብካሉዶ ትፈልጥ፧

ነታ ህይወት ሓደ ኣብ ገጠር ዜገልግል ሓላው ወረዳ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓለውቲ ወረዳን ኣንስቶምን ጥቕሚ ርእሳ እትስውእ ፍቕሪ ንጉባኤታት ዜርእዩ ብኣየናይ መዳይ እዮም፧

  • ብብሕትኻ ኻብ ጻዕሮም እተጠቐምካ ብኸመይ ኢኻ፧

  • ብኸመይ ከነተባብዖም ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ