ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 100
  • ተቐበልቲ ጋሻ ንኹን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ተቐበልቲ ጋሻ ንኹን
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንምቕባል ጋሻ ተቓዳደሙ”
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ጋሻ ምቕባል—ደስ ዜብልን ኣድላይን ተግባር!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ተቐባል ጋሻ ብምዃን “ጽቡቕ” ነገር ኣማቕል (ማቴ. 12:35ሀ)
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 100

መዝሙር 100

ተቐበልቲ ጋሻ ንኹን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ግብሪ ሃዋርያት 17:7)

  1. 1. የሆዋ ለዋህ’ዩ ንዅሎም ሰባት፣

    ብዘይ ኣድልዎ’ውን የርእዮም ሓልዮት።

    ጸሓዩ የብርቕ፡

    ዝናሙ የዝንም።

    ብሓጐስ ይመልኦ ልብና።

    ክንልውህ ከለና ንድኻ፡ ትሑት፣

    ንኣምላኽ ንመስሎ፡ ንፈቱ ለውሃት።

    ስለቲ ተግባርና፡

    ዓስቢ ይህበና፣

    ውዳሰ ተምጽእ ለውሃትና።

  2. 2. ኣይንፈልጦን ኢና ዚፈሪ ፍረ፡

    ክንሕግዝ ከለና እተሸገረ።

    ’ተ ዀኑ ኣጋይሽ፡

    ዘይንፈልጦም ጥራሽ፡

    ንቀበሎም ቤትና ኸፊትና።

    ከም ልድያ ንበሎም፡ ‘ንዑ ናብ ቤተይ፣’

    እወ ንቀበሎም ኢልና ሓንጐፋይ።

    ይርኢ’ዩ ’ቦና፡

    ’ቲ ሰናይ ግብርና፡

    ክንመስሎ ’ንገብሮ ጻዕርና።

(ግብ. 16:14, 15፣ ሮሜ 12:13፣ 1 ጢሞ. 3:2፣ እብ. 13:2፣ 1 ጴጥ. 4:9 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ