ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 11
  • ልቢ የሆዋ ምሕጓስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ልቢ የሆዋ ምሕጓስ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ልቢ የሆዋ ነሐጕስ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • መንፈሳዊ ህርፋነይ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሐጕሰካዶ፧
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሐጕሰካዶ፧
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 11

መዝሙር 11

ልቢ የሆዋ ምሕጓስ

(ምሳሌ 27:11)

1. ቃልና’ዩ ምምላእ ፍቓድካ፡

ብጥበብ ምዕማም ዕዮኻ፣

ሽዑ’ና ነሐጕሰካ፡

ባህ ነብሎ ንልብኻ።

2. እቲ ባርያኻ መጋቢ፡

ይእውጅ ኣሎ ንህዝቢ፡

ኣብ እዋኑውን ይምግብ፡

ንኽንእዘዝ ምኽሪ ይህብ።

3. ’ቲ ንጡፍ ሓይሊ ሃበና፡

ክንሕዝ ናይ እምነት ጐደና፡

ኣብ ኵሉ ኽንውድሰካ፡

በዚ ኸነሐጕሰካ።

(ማቴ. 24:45-47፣ ሉቃ 11:13; 22:42 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ