ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 72
  • ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ነፍልጥ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ነፍልጥ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣብ በቤት”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 72

መዝሙር 72

ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ነፍልጥ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ግብሪ ሃዋርያት 20:20, 21)

  1. 1. ጽልሙት ህይወት’ዩ ነይሩና፣

    ገና ሓቂ ኸይፈለጥና።

    ኣምላኽ ግን ኣብሪሁልና፣

    ንመንግስቱ ገሊጹልና።

    ፍቓዱ’ውን ኣስተውዒልና፡

    ከነገልግል ተላዒልና፣

    ክንእውጅ ስም ኣምላኽና፡

    ከም ዓቕምና ኽንገብር እጃምና።

    ንዅሎም ሰባት ንምስክር፡

    ቃል ኣምላኽና ’ወ ነበስር፣

    ኬለልዩ ስርዓት ጽድቂ፡

    ሓራ እተውጽኦም ሓቂ።

    ሃየ ንንፋዕ፡ ኣይንሰልኪ፣

    ጻዕርና’ውን ኣይንነኪ፣

    ተጊህና ንስበኽ ቃሉ፣

    ክሳዕ የሆዋ ዚብል ኣኺሉ።

(እያ. 9:9፣ ኢሳ. 24:15፣ ዮሃ. 8:12, 32 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ