ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 137
  • እሙናት ኣንስቲ፡ ክርስትያን ኣሓት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እሙናት ኣንስቲ፡ ክርስትያን ኣሓት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንክርስትያን ኣንስቲ ደግፈን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ንደቂ ኣንስትዮ ኸምቲ የሆዋ ዚሕዘን ጌርካ ዲኻ እትሕዘን፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ኣኽቢርካ ዝርኣያ ንየሆዋ ዘምልኻ እሙናት ክርስትያን ኣንስቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “ብጐይታ ዚጽዕራ ዘለዋ”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 137

መዝሙር 137

እሙናት ኣንስቲ፡ ክርስትያን ኣሓት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሮሜ 16:2)

  1. 1. ሳራን ማርያምን ሩትን ካልኦትን፡

    ወራዙት፡ እሙናት፡ ዘይፈትዋ ኽፍኣት፣

    ንኣምላኽ ውፉያት፡ ኣንስቲ እምነት፣

    ንፈልጠን ኢና ’ወ ነዘን እሙናት።

    ነይረን’ውን ’የን የሆዋ ዚፈትወን፡

    ’ተ ዘይተጻሕፈ’ኳ፡ ኣብቲ ጽሑፍ ስመን።

  2. 2. ኣብተን ኣንስቲ ተራእያ’ያ ሓልዮት፣

    ተመላሊሰን’ውን ወትሩ ብትብዓት፣

    ኣየ ሕያውነት፡ ኣየ መንፍዓት!

    በዚ’ውን ይዀና ሰናይ ኣብነት።

    ኦ ኽቡራት፡ ክርስትያን ኣሓትና፡

    ብሰናይ ግብርኽን ወትሩ ተዅርዓና።

  3. 3. ኣዴታት፡ ኣሓት፡ ኣዋልድ፡ ኣንስቲ፡

    ወትሩ እትጽዕራ መዓልቲ ለይቲ፣

    ትሑታት ካብ ልቢ፡ ኢኽን ለባማት፣

    ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ’ውን ኢኽን ክቡራት።

    ኣትን ኣሓት፡ የሆዋ የዕቍብክን፡

    ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ፡ ኵሉ ሳዕ የጽልልክን።

(ፊል. 4:3፣ 1 ጢሞ. 2:9, 10፣ 1 ጴጥ. 3:4, 5 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ