ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 1
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ማላዊ ኣብ ዚርከብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኖም ሰላም ይባሃሃሉ

ኣብ ማላዊ፡ ክርስትያናዊት ፍቕሪ የርእዩ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መከራ ኻብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ኸም ዘይኰነ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ ያእ 1:13

ንዚቕጽል፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:19

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 63:9

ንዚቕጽል፦ ዚወርደና መከራ ምእንቲ ኼብቅዕ፡ ኣምላኽ እንታይ ኪገብር እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ