መዝሙር 51:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ልሳነይ ጽድቅኻ ብሓጐስ ምእንቲ ኽትነግርሲ፡+ኦ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ፡+ ካብ ዕዳ ደም ኣድሕነኒ፣+ ራእይ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+
14 ልሳነይ ጽድቅኻ ብሓጐስ ምእንቲ ኽትነግርሲ፡+ኦ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ድሕነተይ፡+ ካብ ዕዳ ደም ኣድሕነኒ፣+ ራእይ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+
3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+