ዘዳግም 32:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵሉ መገድታቱ ፍትሒ እዩ እሞ፡+እቲ ኸውሒ፡ ተግባሩ ፍጹም እዩ።+ ከቶ ዘይዕምጽ+ ኣምላኽ ተኣማንነት፡+ጻድቕን ቅኑዕን እዩ ንሱ።+ መዝሙር 145:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ ብዅሉ መገድታቱ ጻድቕ፡+ኣብ ኵሉ እቲ ዚገብሮ ድማ እሙን እዩ።+