ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2012

© 2012 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

2-8 ሓምለ 2012

ነቲ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ መውስቦ ብሓቂ ተማስወሉ ዲኻ፧

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 36, 28

9-15 ሓምለ 2012

ኣብ ሓዳርካ ጸገም እናሃለወ ኽነሱ፡ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ

ገጽ 8 • መዝሙር፦ 36, 11

16-22 ሓምለ 2012

ኣብቲ ኣምላኽ “ዘመናትን ወርሓትን” ዝዀነ የሆዋ ተወከል

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 43, 24

23-29 ሓምለ 2012

ክብሪ የሆዋ ተንጸባርቕዶ ኣለኻ፧

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 45, 11

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-12

እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ነቲ የሆዋ ንመውስቦ ብዚምልከት ዚህቦ ምኽሪ ኽንትግብሮ ዚግብኣና ስለምንታይ ምዃኑ ይገልጻ። ነቲ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ መውስቦ ዘሎና ሞሳ ኸም ዚውስኽ እውን ይገብራ። ብዘይካዚ፡ ኣብ ሓዳር ጸገም እናሃለወ ኽነሱ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያትን ንቕዱስ ጽሑፋዊ ምኽርታት ኣብ ግብሪ ምውዓል ብኸመይ ኣብ ሓዳር ሓጐስ ከም ዜስፍንን ይሕብራ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 17-21

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ግዜ ብምሕላው ዝመጸ መወዳድርቲ ኸም ዘይብሉ ዜርኢ መገድታት ክትምርምር እያ። እዚ ኸኣ ነቲ ኣብኡን ኣብቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስን ዘላትና እምነት ኬደልድላ እዩ። ነቲ የሆዋ ዚገብረልና ምድሓን ብተኣማንነት እናተጸበና፡ ንግዜና ብጥበብ ክንጥቀመሉ ንዝገበርናዮ ቘራጽነት ኬደልድሎ እዩ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 23-27

ንኣምላኽ ነፍቅሮ እኳ እንተ ዀንና፡ ፍጹማት ኣይኰንናን። ክብሪ የሆዋ ናይ ምንጽብራቕ ድሌት ግና ኣሎና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእል ክትገልጽ እያ። ንኣምላኽ ንኽንመስሎን ንኸነሐጕሶን እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኽትሕብር እያ። (ኤፌ. 5:1) ወትሩ ንኣምላኽ ከነኽብሮ እንኽእል ብኸመይ ምዃኑ እውን ክትገልጽ እያ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

13 ብዕድመ ምስ ዝደፍኡ ለባማት ኣሕዋት እቀራረብ ነበርኩ

22 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

28 ‘ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን ርእስኹም ሓልዉ’

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦ ኣብ ቱሉዝ፡ ፈረንሳ ኣብ ዚርከብ ደው መበሊ ዓበይቲ ማካይን፡ ፈለምቲ ዝዀኑ ሰብኣይን ሰበይትን ንሓደ መራሕ ማኪና ኺምስክሩሉ ኸለዉ። በብመዓልቲ ልዕሊ 1,800 ዝዀና ዓበይቲ ማካይን በዛ ኸተማ እዚኣ ይሓልፋ

ፈረንሳ

ብዝሒ ህዝቢ

63,787,000

ኣስፋሕቲ

122,433

ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመት ዝነበረ ወሰኽ ቍጽሪ ፈለምቲ

296 percent

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ