መደብ 16 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
16 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 9 (37)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 155 ሕ.ጽ. 18-ገጽ 157 ሕ.ጽ. 23 ከምኡውን ሳጹን
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 43-46
ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 44:1-17
ቍ. 2፦ የሱስ ኣብ ልዕሊ ኣጋንንቲ ዘለዎ ስልጣን (lr ምዕ. 10)
ቍ. 3፦ td 12ሐ ካብ ደም ካልኦት ናጻ ንምዃን ምምስካር ኣድላዪ እዩ
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 22 (130)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ የሆዋ ብስሙ ይፍለጥ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 274፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2-5 ተመርኲስካ ብውዕዉዕ መንፈስ ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ ንዓመት መጽሓፍ 2009 ብዚግባእ ተጠቐመላ። መደረን ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥን። ነታ ኣብ ገጽ 3-4 እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። ኣስፋሕቲ ብፍላይ ንዕኦም ዜተባብዕ ኰይኑ ዝረኸብዎ ኣብታ ዓመት መጽሓፍ ዚርከብ ተመክሮታት ኬዘንትዉ ኣቐዲምካ ኣዳልዎም። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።
10 ደቒቕ፦ “ንመጽሓፍ ‘ፍቕሪ ኣምላኽ’ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ንጠቐመላ፧” ኣብ ውሽጢ ሓደ ደቒቕ መእተዊ ሓሳባት ሃብ፡ ድሕሪኡ ብሕቶን መልስን ምይይጥ ግበር።
መዝሙር 11 (85)