ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት፦ መጽሔታት፣ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሓምለ ነሓሰን፦ ብሮሹራት።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ሲዳምኛ፦ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ እንግሊዝኛ፦ መጽሓፍ ዓመት 2010፣ ፈረንሳይኛ፦ መጽሓፍ ዓመት 2010።
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ኣምሓርኛ፦ መለኮታዊ ስም፣ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ትራክትታት፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧፣ T-16፣ T-27፣ እንግሊዝኛ፦ ጂሆቫስ ደይ፣ ኢንደክስ 1986-2000፣ ናይ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጕም ሓዳስ ዓለም—ምስ መወከሲኡ bi8፣ ንየሆዋ ዘምሩሉ—ብድምጺ ሲዲ ቝ. 1፣ ድራማታት መጽሓፍ ቅዱስ ብMP3፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም ብMP3፣ ኦሮምኛ፦ ሓጐስ ስድራቤት፣ ፍቕሪ ኣምላኽ፣ ትራክትታት፦ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧፣ T-13፣ T-15፣ T-16፣ T-27።