ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/11 ገጽ 3
  • መደብ 25 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 25 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 25 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 7/11 ገጽ 3

መደብ 25 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

25 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 1-9 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 79-86 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 84:1–85:7 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ክርስትያን ወለዲ ንደቆም ዘለዎም ሓላፍነት—td 4ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኵሎም ኣጋንንቲ ኣብ ህልውና ኣምላኽ ዚኣምኑሉ ምኽንያት—ያእ. 2:19 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 42

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፡ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ናይ ጥዕና ጸገም እናሃለወካ ክነሱ፡ ምስባኽ። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ) ኣብ ገጽ 64 ሕጡብ ጽሑፍ 1-2 ኸምኡውን ገጽ 69 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ዜመሓላልፎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

20 ደቒቕ፦ “ኣቓልቦ ብዙሓት ሰባት ዚስሕባ መጽሔታት።” ሕቶታትን መልስታትን። ሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩም፡ ብዛዕባ ትሕዝቶ እታ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸት መጽሔት ንቕሑ! ተመያየጡ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ፡ ነዛ መጽሔት እዚኣ ንምዕዳል ኪጥቀሙሉ ብዛዕባ ዚኽእሉ እተፈላለየ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪገልጹ ዓድሞም፣ እታ መጽሔት ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ድማ ኣቕርብ። ሕጡብ ጽሑፍ 3 ምስ ተመያየጥኩም እውን፡ ነታ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸት መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ብተመሳሳሊ መገዲ ተመያየጡላ።

መዝሙር 55⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ