ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/12 ገጽ 2
  • መደብ 18 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 18 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 18 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 6/12 ገጽ 2

መደብ 18 ሰነ እትጅምር ሰሙን

18 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 29⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 5 ¶ 9-16፡ ኣብ ገጽ 41-42 ዘሎ ሳጹናት (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ድጕዓ ኤርምያስ 3-5 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ድጕዓ ኤርምያስ 5:1-22 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓዊ ንጥፍኣት እዩ ዜመልክት—td 21ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መጽሓፍ ቅዱስ ‘መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ’ ምዃኑ እንኣምን ስለምንታይ ኢና፧—2 ጢሞ. 3:16 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 4

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ሳጹን ሕቶ። መደረ።

10 ደቒቕ፦ ትዝክሮዶ፧ ኣብ ናይ 15 ሚያዝያ 2012 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 32 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ።

15 ደቒቕ፦ ኣገዳስነት ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 92፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ኣብ ገጽ 112፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ከምኡውን ኣብ ገጽ 113 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 24⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ