ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • 22-28 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 6

22-28 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 15-17

  • መዝሙር 129ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 15:19—ሰዓብቲ የሱስ ‘ካብ ዓለም ኣይኰኑን’ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 15:21—ሰዓብቲ የሱስ ስለ ስሙ ይጽልኡ እዮም (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 16:33—ሰዓብቲ የሱስ ኣሰሩ ብምስዓብ ንዓለም ኪስዕርዋ ይኽእሉ እዮም (it-1-E 516)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 17:21-23—ሰዓብቲ የሱስ “ሓደ” ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 17:24—“ምስራት ዓለም” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 17:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 14 ¶3-4

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 101

  • “ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ​—ነቲ ባህ ዜብል ሓድነት ሓልዎ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ኣይትቀየም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ግዜ ብዚፈቕደልካ መጠን ነታ “ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 1-6፡ “ኣብዚ ግዜና ዝገበርናዮ ናይ ፈለማ ዓብዪ ዕዮ ረድኤት”፣ “ንሓደጋ ዚግበር ምድላው”፣ “ሓደጋ ኼጋጥም ከሎ” ዘርእስተን ሳጹናት

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 107ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ