ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • “ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • “ትባዕን . . . ስራሕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ከም ክርስቶስ እዙዛትን ተባዓትን ኩኑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 6
የሱስ ንእሙናት ሃዋርያቱ ይዛረቦም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 15-17

“ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”

15:19, 21፣ 16:33

  • የሱስ ብዝዀነ ይኹን መገዲ ብዓለም ኣይተጸልወን፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ ንዓለም ስዒርዋ

  • ሰዓብቲ የሱስ በቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ሰባት ዜንጸባርቕዎ ኣመለኻኽታን ተግባራትን ከይጽለዉ ትብዓት የድልዮም እዩ

  • ነቲ የሱስ ከም ሰዓሪ መጠን ዝሓደጎ ኣብነት ምስ እነስተንትነሉ፡ ንዕኡ ኽንቀድሖ ዜኽእለና ትብዓት ክንረክብ ኢና

ካብ ዓለም እተፈለኹ ዀይነ ክቕጽል ኣብ ዝገብሮ ጻዕሪ፡ እንታይ ፈታኒ ዅነታት ኬጋጥመኒ ይኽእል፧

ካብ ዓለም እተፈለኹ ዀይነ ክቕጽል ኣብ ዝገብሮ ጻዕሪ፡ እንታይ ብመራኸቢ ብዙሓን ዚመሓላለፍ ነገራት እዩ ኣሉታዊ ጽልዋ ኸሕድረለይ ዚኽእል፧

ሓደ ቘልዓ ኣብ ሃገራዊ ንጥፈታት ምክፋል ይኣቢ፣ ሓደ ሓው ንገለ ዓይነት ስራሕ ኣይሰርሕን ይብል፣ ሓደ ሓው ንመሳቶኡ ይምስክረሎም፣ ሓንቲ ሓብትን ሰብኣያን ንሓንቲ ሓኪም የዘራርብዋ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ