13-19 ጥሪ
ዘፍጥረት 3-5
መዝሙር 72ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሕማቕ ሳዕቤን እቲ ናይ መጀመርታ ሓሶት”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 3:1-5—ድያብሎስ ንኣምላኽ ኣካፊእዎ (w17.02 5 ¶9)
ዘፍ 3:6—ኣዳምን ሄዋንን ንኣምላኽ ኣይተኣዘዙን (w00 15/11 25-27)
ዘፍ 3:15-19—ኣምላኽ ነቶም ዓለወኛታት ኰኒንዎም (w12 1/9 4 ¶2፣ w04 1/1 29 ¶2፣ it-2 186)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 4:23, 24—ላሜክ ነዛ ግጥሚ እዚኣ ዝገጠማ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 192 ¶5)
ዘፍ 4:26—ብግዜ ሄኖስ ዝነበሩ ሰባት፡ “ስም የሆዋ ኺጽውዑ” ዝጀመሩ ብኸመይ ኪኸውን ይኽእል፧ (it-1 338 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 4:17–5:8 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ንመእተዊ ብዚምልከት ነየናይ ፈቲኹምዎ፧ ካብቲ እቶም ኣስፋሕቲ ንተመላሊስካ ምብጻሕ መደብ ዝገበሩሉ ግዜ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ እቲ ብዓል ቤት ዘበገሶ ሕቶ ዚምልስ እዋናዊ መጽሔት ሃብ። (th መጽናዕቲ 2)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብትራክትታት ጌርካ ብኸመይ ዝርርብ ከም እትጅምር”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብትራክት ጌርካ ብኸመይ ዝርርብ ከም እትጅምር እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጠላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 48
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 118ን ጸሎትን