ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥሪ ገጽ 4
  • ሕማቕ ሳዕቤን እቲ ናይ መጀመርታ ሓሶት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕማቕ ሳዕቤን እቲ ናይ መጀመርታ ሓሶት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰባት ሓስዮምኻዶ ይፈልጡ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • “ስምካ ይቀደስ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ጭብጥታት ብዛዕባ ሓሶት
    ንቕሑ!—1999
  • ኣብ መንጎ መለኮታዊ ትምህርትን ትምህርቲ ኣጋንንትን ዘሎ ውግእ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥሪ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 3-5

ሕማቕ ሳዕቤን እቲ ናይ መጀመርታ ሓሶት

3:1-6, 15-19

ስእሊ፦ 1. ሰይጣን ብተመን ገይሩ ንሄዋን ይዛረባ። 2. ኣዳምን ሄዋንን ኣሪጎምን ደኺሞምን። 3. ካብ ኣዳምን ሄዋንን ኣትሒዙ ኽሳዕ እዚ ግዜ እዚ፡ እተፈላለየ ግዜን ዓሌትን ባህልን ዚሕብር መስርዕ ደቂ ሰብ።

ሰይጣን ካብታ ንሄዋን ሓሶት እተዛረባ ግዜ ኣትሒዙ ንሰባት የስሕቶም ኣሎ። (ራእ 12:9) እዘን ዚስዕባ ብሰይጣን ዝቐረባ ሓሶታት፡ ሰባት ናብ የሆዋ ኸይቀርቡ ዕንቅፋት ዚዀናኦም ብኸመይ እየን፧

  • ኵሉ ዚኽእልን ሓያልን ኣምላኽ የልቦን

  • ኣምላኽ ክፍሊ ምስጢረ ስላሴ እዩ

  • ኣምላኽ ስም የብሉን

  • ኣምላኽ ንሰባት ኣብ ገሃነም እሳት ንዘለኣለም የሳቕዮም

  • ኵሉ ዜጋጥም ነገር፡ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ

  • ኣምላኽ ብዛዕባ ሰባት ኣይግደስን እዩ

እዚ ሓሶታት እዚ ብዛዕባ ኣምላኽ እንታይ ከም ዚስምዓካ ገይሩ፧

ንስም ኣምላኽ ካብ ነቐፋ ናጻ ንምግባር ብወገንካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ