ትሕዝቶ
ሓምለ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ . . .
ጸገም ጥዕና እንተ ኣልዩኒኸ፧ (2ይ ክፋል)
ኣርባዕተ መንእሰያት፡ ምስ ጸገም ጥዕና ብኸመይ ከም ዚቃለሱ ኣንብብ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)