ትሕዝቶ
ታሕሳስ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ። እቲ ዓንቀጻት፡ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ሰባት ይሓምዩኒ እንተ ኣልዮምከ፧”
• “ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧”
መጽሓፍ ቅዱስ ንመንእሰያት፡ ነቲ ኣብ ህይወት ዜጋጥሞም ብድሆታት ብዓወት ንኺዋጽኡሉ ብኸመይ ከም ዚሕግዞም ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)