ትሕዝቶ
ሕዳር 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ። ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ብትርኢተይ እምብዛ ድየ ዝጭነቕ፧”
• “ጸገም ጥዕና እንተ ኣልዩኒኸ፧”
• “ስለምንታይ እየ ገዛእ ርእሰይ ዝሓርድ”
ብዘይካዚ፡ ነታ፡ “መዛኑኻ ብዛዕባ ምድንጓይ ዝበልዎ” ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)