ትሕዝቶ
ሚያዝያ 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር
ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧
ገጽ 6-9
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦
• “ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧”
• “እንተ ጸምዩኒኸ፧”
• “ሰባት ይድንድኑኒ እንተ ኣለዉኸ፧”
“ናይ ሓቂ ዓርኪ ዚብሃል መን እዩ፧” ዘርእስታ ቪድዮ እውን ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)