ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g16 ቍ. 1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2015
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2015
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2016
g16 ቍ. 1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ቍ. 1 2016

© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሓደ ሰብ ንጸገማት ኪዋጽኣሉ ኣብ ዚገብሮ ጻዕሪ፡ ኣረኣእያኡ ጽልዋ ኼሕድረሉ ይኽእል ድዩ፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋሉን

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧ “ብመዓልቲ መከራ እንተ ተሐለልካ፡ ሓይልኻ ቕሩብ እዩ።”—ምሳሌ 24:10።

3 ገበር

ኣረኣእያኻ ጽልዋ ኣለዎ!

ኣብዛ ሕታም እዚኣ

7 ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧

10 ንስድራ ቤት

ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እተጥሪ

12 ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ሊክተንሽታይን እተገብረ ምብጻሕ

14 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ሰማይ

16 ተነዲፉ ድዩ፧

ካትልፍሽ ዘለዎ ሕብሪ ናይ ምልውዋጥ ክእለት

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

ዓንቀጻት

ህይወትን ሞትን

ምስ ሞትካ እንታይ ኢኻ እትኸውን፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምላሽ ኬገርመካ ይኽእል እዩ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > BIBLE QUESTIONS ANSWERED ርአ)

ቪድዮታት

መንእሰያት

መዛኑኻ ዝበልዎ

መንእሰያት ኣብ ህይወት ብዛዕባ ዜጋጥም ጸገማት እንታይ ከም ዝበሉ ዚገልጽ ቪድዮታት ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ