ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 1/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ለካቲት

“ሎሚ ኣብዚ ኸባቢኹም ንዘለዉ ሰባት፡ ነዛ ትራክት እዚኣ ነበርክተሎም ኣለና። መጽሓፍ ቅዱስ ሒዝዎ ዘሎ ግብራዊ ጥቕሚ እያ እትገልጽ። እዚኣ ንዓኻ እያ። [ነታ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ እትብል ትራክት ኣበርክተሉ።] ገለ ሰባት፡ ‘መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ስራሐይ ኪሕግዘኒ ዚኽእል ግብራዊ ምኽሪ ኣለዎዶ፧’ ኢሎም ይሓስቡ። እዛ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚኣ፡ ብዛዕባ ስራሕ እንታይ ከም እትብል እሞ ርአ። [መክብብ 3:13 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣብ ስራሕና ሓጐስ ንኽንረክብ ኪሕግዘና ዚኽእል እተወሰነ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ትገልጽ። ከተንብባ ምደለኻዶ፧”

ንቕሑ! ለካቲት

“ንጐረባብትና ነዛ እዋናዊት መጽሔት ንቕሑ! ንኸነርእዮም ሕጽር ዝበለ ምብጻሕ ንገብር ኣለና። ነዛ ኣገዳሲት ሕቶ እዚኣ ዚኸውን መልሲ ኣለዋ። [ንገበር እታ መጽሔት ኣርእዮ።] ነዚ ኣብዛ መጽሔት ዘሎ ኣብነት ንዘሎካ ርእይቶ ኽፈልጥ ምደለኹ። [ምሳሌ 29:11 ኣንብብ።] እዚ ስርዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብዚ ግዜና ዚዓዪዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ንኣርባዕተ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስን ንዕአን ኣብ ግብሪ ብምውዓል ዚርከብ ጥቕምን ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ