ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 11
  • ንጽህናናን ሓሳባትናን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጽህናናን ሓሳባትናን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • ግስጋሰኻ መዝግብ
    ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 11
ሓንቲ ዕግብቲ ሓብቲ ብመስኰት ናብ ደገ ትጥምት።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንጽህናናን ሓሳባትናን

ንጽህና ብእንብሎን ብእንገብሮን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብእንሓስቦ እውን ይግለጽ እዩ። (መዝ 19:14) ስለዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሓቂ ዘበለ፡ ርዝነት ዘለዎ ዘበለ፡ ጽድቂ ዘበለ፡ ንጹህ ዘበለ፡ ተፈታዊ ዘበለ፡ ጽቡቕ ዚዝረበሉ ዘበለ፡ ሕያውነት ዘበለ፡ ዚንኣድ ዘበለ ኽንሓስብ ይምሕጸነና እዩ። (ፊል 4:8) ሓቂ እዩ፡ ናብ ኣእምሮና ዚኣቱ ጌጋ ሓሳባት ወትሩ ኽንከላኸሎ ኣይንኽእልን ኢና። ይኹን እምበር፡ ርእሰ ግትኣት፡ ሕማቕ ሓሳባት ኣውጺእና ብጽቡቕ ክንትክኦ ይሕግዘና እዩ። ንጽህና ሓሳባት ምሕላው፡ ንጽህና ተግባራት ንምሕላው ይሕግዝ እዩ።—ማር 7:21-23።

ኣብ ትሕቲ እቲ ስዒቡ ዘሎ ጥቕስታት ከነወግዶ ዘሎና ሓሳባት ጽሓፍ፦

ሮሜ 12:3

ሉቃ 12:15

ማቴ 5:28

ፊል 3:13

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ