ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

28 ለካቲት 2011–6 መጋቢት 2011

‘ኣብ ስም የሆዋ ተማዕቈቡ’

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት፦ 49, 14

7-13 መጋቢት 2011

ንመውስቦ ኻብ ኣምላኽ ከም እተዋህበካ ውህበት ጌርካ ርኣዮ

ገጽ 13

ዚዝመር መዝሙራት፦ 36, 40

14-20 መጋቢት 2011

ንጽል ኴንካ ንእትነብሮ ናብራ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ

ገጽ 17

ዚዝመር መዝሙራት፦ 26, 53

21-27 መጋቢት 2011

መንፈስ ቅዱስ፡ ብፈተና ንኸይንወድቕን ተስፋ ንኸይንቘርጽን ሓይሊ ይህበና

ገጽ 22

ዚዝመር መዝሙራት፦ 54, 17

28 መጋቢት 2011–3 ሚያዝያ 2011

መንፈስ ቅዱስ፡ ንዝዀነ ይኹን ፈተና ንኽንሰግር ሓይሊ ይህበና

ገጽ 26

ዚዝመር መዝሙራት፦ 49, 17

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 3-7

ኣብዚ ጽንኩር እዋን እዚ፡ ኣበይ ኢና ዕቝባ ኽንረክብ እንኽእል፧ ቃል ኣምላኽ፡ ኣብ ስም የሆዋ ኽንምዕቈብ ከም እንኽእል ይነግረና እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሕጅን እታ “ዓባይ መዓልቲ የሆዋ” ኣብ እትመጸሉ እዋንን ብኸመይ ዕቝባ ኸም እንረክብ ትገልጽ። ጥቕሲ ዓመት 2011 እውን ተጕልሕ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 2, 3 ገጽ 13-21

መውስቦ ዀነ ንጽል ኴንካ ዚንበር ናብራ፡ ካብ ኣምላኽ ዚወሃብ ውህበት እዩ፣ ክልቲኡ እውን ነናቱ በረኸት ኣለዎ። እዚ ዓንቀጻት እዚ፡ ሰብ ሓዳር ንኹን ንጽል ብዘየገድስ፡ ነቲ እተዋሀበና ውህበት ኣኽቢርና እንርእየሉ ምኽንያታት የቕርበልና፣ ኣኽብሮትና ብኸመይ ከም እነርኢ እውን ይገልጸልና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 22-30

ንየሆዋ ዝገበርናዮ ወፈያ ንምፍጻም፡ ሓገዙ የድልየና እዩ። እዚ ዓንቀጻት እዚ፡ መንፈስ ቅዱስ ንፈተናታት ንምቅላስ፡ ንተስፋ ምቝራጽ ንምኽኣል፡ ንመስጐጕቲ ንምጽዋር፡ ንኣሉታዊ ጸቕጢ መዛኑ ንምቅዋም፡ ንጸበባ ኸኣ ንምጽማም ብኸመይ ከም ዚሕግዘና ይገልጸልና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

7 ኣብቲ ስንጭሮ ዚርከብስም ኣምላኽ

9 ኣብ ትሕቲ ፈተና እውን ከይተረፈ፡ ንየሆዋ ብምግልጋለይ አመስግን እየ

31 ኣብቲ የሆዋ ዝገበረልካ ነገራት ኣተኵር

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]

© Stähli Rolf A/age fotostock

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ