ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 15/2 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 15/2 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ለካቲት 2012

© 2012 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

2-8 ሚያዝያ 2012

ነቲ የሱስ ንቑሕ ብምዃን ዝሓደጎ ኣብነት ስዓቦ

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 14, 24

9-15 ሚያዝያ 2012

“ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን”

ገጽ 10 • መዝሙር፦ 10, 47

16-22 ሚያዝያ 2012

ንኣወንታዊ መንፈስ እታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ዓቅቦ

ገጽ 18 • መዝሙር፦ 20, 28

23-29 ሚያዝያ 2012

ብሃይማኖት ኣብ እተኸፋፈለት ስድራ ቤት፡ ሓጐስ ኪሰፍን ይኽእል

ገጽ 26 • መዝሙር፦ 39, 6

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 3-7

የሱስ ንሰዓብቱ ንቑሓት ኪዀኑ እተማሕጸኖም ስለምንታይ እዩ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ክርስቶስ ኣብ ምድራዊ ህይወቱ ንቑሕ ከም ዝነበረ ዘርኣየሉ ሰለስተ መገድታት ክትምርምር እያ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መገዲ ድማ፡ ብኸመይ ንኣብነቱ ኽንስዕቦ ኸም እንኽእል ዚገልጽ ግብራዊ መገድታት ክትሕብረና እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 10-14

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ ኣገልገልቲ የሆዋ ብዛዕባ ዘርኣይዎ ትብዓት ምምርማርና ኺጠቕመና ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ኣብዛ ተባዓት ንኽንከውን ክትሕግዘና ተባሂላ እተዳለወት ዓንቀጽ ክትግለጽ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 18-22

ነፍሲ ወከፍና ነናትና መንፈስ ወይ ዓብላሊ ኣረኣእያ ኣሎና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብታ ክርስትያናዊት ጉባኤ ጥዑይ ወይ ኣወንታዊ መንፈስ ከም ዚሰፍን ክንገብር እንኽእለሉ መገድታት ክትገልጽ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 26-30

ብሃይማኖት ኣብ እተኸፋፈለት ስድራ ቤት ዚነብሩ ክርስትያናት፡ በብመዓልቱ ብዙሕ ጸገማት የጋጥሞም እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣመንቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ኣብ ስድራ ቤቶም ብኸመይ ሰላም ኬስፍኑ ኸም ዚኽእሉ ኽትገልጽ እያ፣ እቶም ዘይኣምኑ ኣባላት ስድራ ቤት ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ምእንቲ ኪቕበሉ፡ እንታይ ኪግበር ከም ዚከኣል እውን ክትሕብር እያ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

8 ብዛዕባ ቓል ኣምላኽ ብትብዓት ኣዊጆም

15 ቅንኢ—ንኣእምሮና ኺምርዞ ዚኽእል ባህርይ

23 ናታን—እሙን ተሓላቒ ንጹህ ኣምልኾ

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦ ኣሕዋት ኣብቲ ኣብ ኒው ደልሂ፡ ህንዲ ዚርከብ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 300 ባቡራት ዚመላለሳሉ መደብር፡ ነቶም ካብ ኵሉ ኽፋል እታ ሃገር ዚመጹ እናተመላለሱ ዚሰርሑ ሰራሕተኛታትን ተጓዓዝትን ይምስክሩሎም እዮም

ህንዲ

ብዝሒ ህዝቢ

1,224,614,000

ኣስፋሕቲ

33,182

ወሰኽ ኣስፋሕቲ

5 ሚእታዊት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ