ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/11 ገጽ 4
  • መደብ 1 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 1 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 1 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 7/11 ገጽ 4

መደብ 1 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

1 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 31⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 10-17 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 87-91 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 89:26-52 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ፡ ሕጉሳት ዝዀኑሉ ምኽንያት (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ክርስትያናት ንክርስትያናት ጥራይ ኪምርዓዉ ኣለዎም​—td 4መ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 33

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ነቲ ኣብዛ ገጽ እዚኣ ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ነሓሰ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

15 ደቒቕ፦ ዚምህር ምሳሌታት ተጠቐም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 240-243 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ምሳሌታት ተጠቒሞም ንብዓል ቤት ወይ ንተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ጽቡቕ ገይሮም ከረድኡ ኸም ዝኸኣሉ ኣሕጽር ኣቢሎም ኪገልጹ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

መዝሙር 54⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ