ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/12 ገጽ 2
  • መደብ 24 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 24 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 24 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 12/12 ገጽ 2

መደብ 24 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

24 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 14 ¶11-20 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘካርያስ 9-14 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘካርያስ 11:1-13 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣገልጋሊ ንምዃን ዜድሊ ብቕዓታት—td 33ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት ኢና ን⁠ምሳሌ 15:1 ኣብ ግብሪ ኸነውዕላ እንኽእል፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 28

30 ደቒቕ፦ ንወግዓዊ ወብ ሳይትና ብኸመይ ብጽቡቕ መገዲ ኽንጥቀመሉ ኸም እንኽእል። ኣብ ገጽ 3-6 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሕጡብ ጽሑፍ 4 ክትመያየጡላ ኸለኹም፡ ሓንቲ ስድራ ቤት ነቲ እትገብሮ ዝነበረት ኣምልኾ ስድራ ቤት ክትዛዝም ከላ ዜርኢ ናይ ሰለስተ ደቒቕ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ እቲ ርእሲ ስድራ ቤት ንስድራ ቤቱ፡ ኣብ ዚቕጽል ሰሙን ብዛዕባ ዜጽንዕዎ ነገራት ሓሳባት ኪህቡ ይዕድሞም፣ እቶም ንኣሽቱ ቘልዑ ድማ ካብቲ ኣብቲ ወብ ሳይት ኣብ ትሕቲ “ንዝባጽሑ” ዚብል ክፋል ዚርከብ ሓሳባት ኪመያየጡሉ ርእይቶኦም የቕርቡ። ንሰማዕቲ፡ ነቲ jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ናይ ብሕትን ናይ ስድራ ቤትን መጽናዕቲ ንምግባር ብኸመይ ከም እተጠቕሙሉ ወይ ብኸመይ ኪጥቀሙሉ ኸም ዝሓሰቡ ሕተቶም። ንሕጡብ ጽሑፍ 5 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ እንተ ተኻኢሉ፡ ሓደ ሞባይል ዘለዎ ኣስፋሒ ነቲ ወብ ሳይት ተጠቒሙ ንሕቶ ሓደ ብዓል ቤት ኪምልስ ከሎ ዜርኢ ናይ ሰለስተ ደቒቕ መርኣያ ኣቕርብ። ንሕጡብ ጽሑፍ 6 ኽትመያየጡላ ኸለኹም ድማ፡ ሓደ ኣስፋሒ ምስ ሓደ ብእተፈልየ ቛንቋ ኼንብብ ዚደሊ ሰብ ኪዘራረብ ከሎ ዜርኢ ናይ ኣርባዕተ ደቒቕ መርኣያ ኣቕርብ። እቲ ኣስፋሒ ነቲ ሰብ፡ ብሞባይሉ ወይ ከኣ በቲ ናይቲ ብዓል ቤት ኮምፕዩተር ገይሩ ነታ ብቛንቋ እቲ ብዓል ቤት እተዳለወት ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክት ወይ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ብምርኣይ፡ ምይይጥ ይገብር። ንሰማዕቲ፡ ነቲ ወብ ሳይት ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ከም እተጠቕሙሉ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 10⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ