ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዮሃንስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

      • ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባታት ምምርማሩ (1-6)

      • ንኣምላኽ ምፍላጡን ምፍቃሩን (7-21)

        • “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” (8, 16)

        • ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን (18)

1 ዮሃንስ 4:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንመንፈስ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መናፍስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 2:1
  • +2ተሰ 2:1, 2፣ 1ጢሞ 4:1
  • +ራእ 22:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2008፡ ገጽ 6-7

    1/3/2007፡ ገጽ 5

    1/9/2004፡ ገጽ 17

1 ዮሃንስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14፣ 1ቈረ 12:3፣ ራእ 19:10

1 ዮሃንስ 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:22
  • +2ተሰ 2:7፣ 1ዮሃ 2:18
  • +ግብ 20:29, 30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2015፡ ገጽ 14

1 ዮሃንስ 4:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 2:2
  • +ዮሃ 17:21
  • +1ዮሃ 5:4

1 ዮሃንስ 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 5:19
  • +ዮሃ 15:19

1 ዮሃንስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 10:27
  • +ዮሃ 8:47
  • +1ዮሃ 4:1

1 ዮሃንስ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:22
  • +1ዮሃ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2006፡ ገጽ 21-22

1 ዮሃንስ 4:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:6፣ ሚክ 7:18፣ 1ዮሃ 4:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 14-15፡ 236-237

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 7

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2019፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2015፡ ገጽ 16

    1/7/2003፡ ገጽ 14

    1/6/2002፡ ገጽ 6

    1/2/1997፡ ገጽ 9-10

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 16-17

1 ዮሃንስ 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:14
  • +ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 5:8፣ 8:32፣ 1ዮሃ 5:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2017፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/1997፡ ገጽ 12

    15/6/1996፡ ገጽ 6

    ስላሴ፡ ገጽ 15-16

1 ዮሃንስ 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 5:7
  • +ሮሜ 3:25፣ እብ 2:17፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 27

    15/3/1999፡ ገጽ 9

    15/6/1996፡ ገጽ 6

1 ዮሃንስ 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 18:33፣ ዮሃ 15:12፣ ሮሜ 13:8፣ 1ዮሃ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 28

    ንቑሕ ኩን!፡ ገጽ 29

1 ዮሃንስ 4:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 33:20፣ ዮሃ 1:18፣ 4:24፣ 6:46
  • +1ዮሃ 2:5

1 ዮሃንስ 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 1:21፣ ዮሃ 3:17፣ 12:47፣ ግብ 5:31

1 ዮሃንስ 4:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 10:9
  • +1ዮሃ 2:23, 24

1 ዮሃንስ 4:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16
  • +1ዮሃ 4:8
  • +ዮሃ 17:21

1 ዮሃንስ 4:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እምንቶ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:16፣ 1ዮሃ 2:28

1 ዮሃንስ 4:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንፍርሂ ተባርራ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:15
  • +1ዮሃ 2:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2004፡ ገጽ 29

    1/8/1995፡ ገጽ 31

1 ዮሃንስ 4:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 237-239

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 46

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2015፡ ገጽ 23

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 5

1 ዮሃንስ 4:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 3:17
  • +1ዮሃ 4:12
  • +1ዮሃ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2007፡ ገጽ 30

    1/12/2006፡ ገጽ 27

1 ዮሃንስ 4:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 22:37, 39፣ ዮሃ 13:34፣ 15:12

ሓፈሻዊ

1 ዮሃ. 4:12ጴጥ 2:1
1 ዮሃ. 4:12ተሰ 2:1, 2፣ 1ጢሞ 4:1
1 ዮሃ. 4:1ራእ 22:6
1 ዮሃ. 4:2ዮሃ 1:14፣ 1ቈረ 12:3፣ ራእ 19:10
1 ዮሃ. 4:31ዮሃ 2:22
1 ዮሃ. 4:32ተሰ 2:7፣ 1ዮሃ 2:18
1 ዮሃ. 4:3ግብ 20:29, 30
1 ዮሃ. 4:4ኤፌ 2:2
1 ዮሃ. 4:4ዮሃ 17:21
1 ዮሃ. 4:41ዮሃ 5:4
1 ዮሃ. 4:51ዮሃ 5:19
1 ዮሃ. 4:5ዮሃ 15:19
1 ዮሃ. 4:6ዮሃ 10:27
1 ዮሃ. 4:6ዮሃ 8:47
1 ዮሃ. 4:61ዮሃ 4:1
1 ዮሃ. 4:71ጴጥ 1:22
1 ዮሃ. 4:71ዮሃ 4:16
1 ዮሃ. 4:8ዘጸ 34:6፣ ሚክ 7:18፣ 1ዮሃ 4:19
1 ዮሃ. 4:9ዮሃ 1:14
1 ዮሃ. 4:9ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 5:8፣ 8:32፣ 1ዮሃ 5:11
1 ዮሃ. 4:101ቈረ 5:7
1 ዮሃ. 4:10ሮሜ 3:25፣ እብ 2:17፣ 9:26፣ 1ዮሃ 2:1, 2
1 ዮሃ. 4:11ማቴ 18:33፣ ዮሃ 15:12፣ ሮሜ 13:8፣ 1ዮሃ 3:16
1 ዮሃ. 4:12ዘጸ 33:20፣ ዮሃ 1:18፣ 4:24፣ 6:46
1 ዮሃ. 4:121ዮሃ 2:5
1 ዮሃ. 4:14ማቴ 1:21፣ ዮሃ 3:17፣ 12:47፣ ግብ 5:31
1 ዮሃ. 4:15ሮሜ 10:9
1 ዮሃ. 4:151ዮሃ 2:23, 24
1 ዮሃ. 4:16ዮሃ 3:16
1 ዮሃ. 4:161ዮሃ 4:8
1 ዮሃ. 4:16ዮሃ 17:21
1 ዮሃ. 4:17እብ 4:16፣ 1ዮሃ 2:28
1 ዮሃ. 4:18ሮሜ 8:15
1 ዮሃ. 4:181ዮሃ 2:5
1 ዮሃ. 4:191ዮሃ 4:10
1 ዮሃ. 4:201ዮሃ 3:17
1 ዮሃ. 4:201ዮሃ 4:12
1 ዮሃ. 4:201ዮሃ 2:4
1 ዮሃ. 4:21ማቴ 22:37, 39፣ ዮሃ 13:34፣ 15:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዮሃንስ 4:1-21

1 ዮሃንስ

4 ፍቑራተየ፡ ብዙሓት ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ ዓለም ተንሲኦም ኣለዉ እሞ፡+ ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባ* ዘበለ ዅሉ ኣይትእመኑ፣+ የግዳስ፡ እቲ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባታት* ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ መርምሩ።+

2 እቲ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ኻብ ኣምላኽ ምዃኑ በዚ ኢኹም እትፈልጡ፦ የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዚእመን ዘበለ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ፡ ካብ ኣምላኽ እዩ።+ 3 የሱስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመን ዘበለ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ግና፡ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን።+ እዚ ኸኣ እቲ ኸም ዚመጽእ ሰሚዕኩምዎ ዘለኹም ናይ ጸረ ክርስቶስ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ እዩ፣+ ሕጂ እውን ድሮ ኣብ ዓለም ኣሎ።+

4 ደቀየ፡ ንስኻትኩም ካብ ኣምላኽ ኢኹም፣ ካብቲ ምስ ዓለም ሓድነት ዘለዎስ፡+ እቲ ምሳኻትኩም ሓድነት ዘለዎ ስለ ዚዓቢ፡+ ነዚኣቶም እውን ስዒርኩምዎም ኢኹም።+ 5 ንሳቶም ካብ ዓለም እዮም፣+ ስለዚ ኸኣ እዮም ካብ ዓለም ዚዛረቡ፡ ዓለም እውን ትሰምዖም እያ።+ 6 ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና። እቲ ንኣምላኽ ዚፈልጥ፡ ይሰምዓና፣+ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ፡ ኣይሰምዓናን እዩ።+ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ሓቅን ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባ ስሕተትን በዚ ኢና እነለሊ።+

7 ፍቑራተየ፡ ፍቕሪ ኻብ ኣምላኽ እያ እሞ፡ ንሓድሕድና ንፋቐር፣+ ዜፍቅር ዘበለ ዅሉ ኻብ ኣምላኽ እተወልደ እዩ፡ ንኣምላኽ እውን ይፈልጦ እዩ።+ 8 ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ፡ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ።+ 9 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ+ ህይወት ምእንቲ ኽንረክብ ኢሉ፡ ንዕኡ ናብ ዓለም ብምልኣኹ፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ንዓና በዚ ተገሊጻትልና እያ።+ 10 ንሕና ንኣምላኽ ስለ ዘፍቀርናዮ ዘይኰነስ፡ ንሱ ስለ ዘፍቀረናን ንሓጢኣትና ኸም ዜተዓርቕ መስዋእቲ+ ገይሩ ወዱ ስለ ዝሰደደልናን፡ እታ ፍቕሪ በዚ እያ።+

11 ፍቑራተየ፡ ኣምላኽ ከምዚ ገይሩ ኻብ ኣፍቀረናስ፡ ንሕና እውን ንሓድሕድና ኽንፋቐር ግዴታ ኣሎና።+ 12 ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ ኸቶ የልቦን።+ ንሓድሕድና ንፋቐር እንተ ዄንና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩ እውን ኣባና ፍጽምቲ ትኸውን።+ 13 ካብ መንፈሱ ስለ ዝሃበና፡ ንሕና ምስኡ ብሓድነት ከም እንነብር፡ ንሱ ኸኣ ምሳና ብሓድነት ከም ዚነብር፡ በዚ ኢና እንፈልጥ። 14 ኣቦ ንወዱ መድሓን ዓለም ኪኸውን ከም ዝለኣኾ ድማ፡ ርኢና ኢና፡ ንምስክር እውን ኣለና።+ 15 የሱስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ዚእመን ዘበለ፡+ ኣምላኽ ምስኡ ብሓድነት ይነብር፡ ንሱ እውን ምስ ኣምላኽ ብሓድነት ይነብር።+ 16 ንሕና ኸኣ ነታ ኣምላኽ ንዓና ዘላቶ ፍቕሪ ፈሊጥናያን ኣሚንናያን ኣለና።+

ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ፣+ እቲ ኣብ ፍቕሪ ዚነብር ከኣ ምስ ኣምላኽ ብሓድነት ይነብር፡ ኣምላኽ እውን ምስኡ ብሓድነት ይነብር።+ 17 ከምቲ የሱስ ክርስቶስ ዝዀኖ፡ ንሕና ባዕልና እውን ኣብዛ ዓለም እዚኣ ኸምኡ ኢና እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ንምዝራብ ትብዓት* ምእንቲ ኺህልወና፡+ በዚ ኸምዚ ፍቕሪ ኣባና ፍጽምቲ ዀነት። 18 ፍርሂ ስለ እትገትእ፡ ፍጽምቲ ፍቕሪ ንፍርሂ ኣውጺኣ ትድርብያ* እምበር፡ ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን።+ እቲ ዚፈርህ ከኣ ብፍቕሪ ፍጹም ኣይኰነን።+ 19 ንሱ ቕድም ኣፍቂሩና እዩ እሞ፡ ንሕና እውን ነፍቅር ኢና።+

20 ነቲ ዝረኣዮ ሓዉ ዘየፍቅሮስ፡+ ነቲ ዘይረኣዮ ኣምላኽ ኬፍቅሮ ኣይክእልን እዩ እሞ፡+ ንሓዉ እናጸልኦስ፡ “ንኣምላኽ አፍቅሮ እየ” ዚብል እንተሎ፡ ንሱ ሓሳዊ እዩ።+ 21 እቲ ንኣምላኽ ዜፍቅር፡ ንሓዉ እውን ኬፍቅሮ፡ እዚ ትእዛዝ እዚ ኻብኡ እተቐበልናዮ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ