ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጢሞቴዎስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጢሞቴዎስ—ትሕዝቶ

      • ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ዚህሉ ጽንኩር ግዜ (1-7)

      • ኣብነት ጳውሎስ ጠቢቕካ ስዓብ (8-13)

      • ‘በቲ እተመሃርካዮ ጽናዕ’ (14-17)

        • ኵሉ ቕዱስ ጽሑፍ ብመሪሕነት መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ እዩ (16)

2 ጢሞቴዎስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:3፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጴጥ 3:3፣ ይሁ 17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2024፡ ገጽ 6

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 32

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2020፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2014፡ ገጽ 30

    1/6/2006፡ ገጽ 12

    1/12/1997፡ ገጽ 4-5

    1/4/1994፡ ገጽ 14-15፡ 16-17

2 ጢሞቴዎስ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 185

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 22፡ 23-25፡ 28-29

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2006፡ ገጽ 5

    1/4/1994፡ ገጽ 17-18፡ 19-23

    ፍልጠት፡ ገጽ 103-104

2 ጢሞቴዎስ 3:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 185

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 29፡ 30-31

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2019፡ ገጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2017፡ ገጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2011፡ ገጽ 7

    15/7/2009፡ ገጽ 12-13

    15/9/2006፡ ገጽ 5-6

    15/7/2006፡ ገጽ 27-28

    1/4/2006፡ ገጽ 8

    1/4/1994፡ ገጽ 21-24

    ፍልጠት፡ ገጽ 104

2 ጢሞቴዎስ 3:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣሕሊፎም ዚህቡ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 185

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 22፡ 28፡ 30-31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2006፡ ገጽ 6

    1/4/1994፡ ገጽ 24

2 ጢሞቴዎስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 7:15, 22, 23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 185

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 31

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2006፡ ገጽ 6

    1/4/1994፡ ገጽ 24

    ፍልጠት፡ ገጽ 104-105

2 ጢሞቴዎስ 3:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 7:11, 12፣ 9:11

2 ጢሞቴዎስ 3:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:17፣ 2ጢሞ 1:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2018፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 28-29

2 ጢሞቴዎስ 3:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:50
  • +ግብ 14:1, 5, 6
  • +ግብ 14:19
  • +2ቈረ 1:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 28-29

2 ጢሞቴዎስ 3:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 16:24፣ ዮሃ 15:20፣ ግብ 14:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 59

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 12

2 ጢሞቴዎስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ተሰ 2:11፣ 1ጢሞ 4:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 185

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 50

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 10

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/1994፡ ገጽ 2

2 ጢሞቴዎስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 1:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2022፡ ገጽ 17

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 19-20

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    3/2016፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2013፡ ገጽ 12

    1/5/2007፡ ገጽ 24-26

    1/7/2006፡ ገጽ 27

    15/11/2000፡ ገጽ 17-18

    15/5/1998፡ ገጽ 8፡ 21

    15/3/1998፡ ገጽ 14-15

2 ጢሞቴዎስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 22:6
  • +ዮሃ 5:39
  • +ግብ 16:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2022፡ ገጽ 17

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 19፡ 20-22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 16

    1/5/2007፡ ገጽ 24-25፡ 26-27

    1/7/2006፡ ገጽ 27

    1/4/2006፡ ገጽ 9

    15/11/2000፡ ገጽ 17-18

    15/5/1998፡ ገጽ 8

    15/4/1998፡ ገጽ 32

    15/3/1998፡ ገጽ 14-15

    1/12/1996፡ ገጽ 11-12

    15/7/1996፡ ገጽ 31

    1/5/1994፡ ገጽ 23-24

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 53

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 9

2 ጢሞቴዎስ 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብመሪሕነት።”

  • *

    ወይ፡ “ንምእራምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:26፣ 2ጴጥ 1:21
  • +ሮሜ 15:4
  • +1ቈረ 10:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2023፡ ገጽ 11

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 108፡ 174

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 182

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 1

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 15

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    5/2016፡ ገጽ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2013፡ ገጽ 12-16

    1/3/2010፡ ገጽ 3-4

    1/8/2009፡ ገጽ 13

    1/6/2008፡ ገጽ 20

    1/5/2006፡ ገጽ 24-25

    1/1/2003፡ ገጽ 30

    1/3/2002፡ ገጽ 12

    15/6/1997፡ ገጽ 3

2 ጢሞቴዎስ 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2008፡ ገጽ 20

    1/5/2006፡ ገጽ 24-25

    1/1/2000፡ ገጽ 12-13

    1/3/1994፡ ገጽ 22

ሓፈሻዊ

2 ጢሞ. 3:1ማቴ 24:3፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጴጥ 3:3፣ ይሁ 17, 18
2 ጢሞ. 3:5ማቴ 7:15, 22, 23
2 ጢሞ. 3:9ዘጸ 7:11, 12፣ 9:11
2 ጢሞ. 3:101ቈረ 4:17፣ 2ጢሞ 1:13
2 ጢሞ. 3:11ግብ 13:50
2 ጢሞ. 3:11ግብ 14:1, 5, 6
2 ጢሞ. 3:11ግብ 14:19
2 ጢሞ. 3:112ቈረ 1:10
2 ጢሞ. 3:12ማቴ 16:24፣ ዮሃ 15:20፣ ግብ 14:22
2 ጢሞ. 3:132ተሰ 2:11፣ 1ጢሞ 4:1
2 ጢሞ. 3:142ጢሞ 1:13
2 ጢሞ. 3:15ምሳ 22:6
2 ጢሞ. 3:15ዮሃ 5:39
2 ጢሞ. 3:15ግብ 16:1, 2
2 ጢሞ. 3:16ዮሃ 14:26፣ 2ጴጥ 1:21
2 ጢሞ. 3:16ሮሜ 15:4
2 ጢሞ. 3:161ቈረ 10:11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጢሞቴዎስ 3:1-17

2 ጢሞቴዎስ

3 ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት+ ጽንኩር ግዜ ኸም ዚመጽእ ግና፡ እዚ ፍለጥ። 2 ሰባትሲ ፈተውቲ ርእሶም፡ ፈተውቲ ገንዘብ፡ ምኩሓት፡ ዕቡያት፡ ተጻረፍቲ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡ ዘየመስግኑ፡ ዘይእሙናት፡ 3 ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም ዘይብሎም፡ ንስምምዕ ፍቓደኛታት ዘይኰኑ፡ ሓመይቲ፡ ርእሶም ዘይገትኡ፡ ጨካናት፡ ሰናይ ዘይፈትዉ፡ 4 ጠላማት፡* ነቓጻት፡ ብትዕቢት እተነፍሑ፡ ካብ ንኣምላኽ ምፍቃርሲ ተድላ ዚፈትዉ፡ 5 ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ዚመስሉ፡ ንሓይሉ ግና ዚኽሕድዎ ኪዀኑ እዮም፣+ ካብዚኣቶም ከኣ ርሓቕ። 6 ሰላሕ ኢሎም ናብ ቤተ ሰብ ዚኣትዉ፡ ብእተፈላለየ ትምኒታት ዚምርሓ ሓጢኣት ዝመልአን ድኹማት ኣንስቲ ኸኣ ዚማርኹ፡ ካብዚኣቶም ይትንስኡ እዮም። 7 ንሳተን ድማ ኵሉ ሳዕ ዚምሃራ፡ ግናኸ ናብቲ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺበጽሓ ኸቶ ዘይክእላ እየን።

8 ከምቲ ያኔስን ያምብሬስን ንሙሴ እተቓወምዎ፡ እዚኣቶም እውን ነታ ሓቂ ይቃወምዋ ኣለዉ። እዚኣቶምሲ ኣእምሮኦም እተበላሸወን ብዛዕባ እምነት ዘይብቑዓትን እዮም። 9 ግናኸ፡ ከምቲ ናይቶም ክልተ ዕሽነት እተገልጸ፡+ ናይ እዚኣቶም ዕሽነት እውን ንዅሉ ኺግለጽ እዩ እሞ፡ ዕቤት ኣይኪገብሩን እዮም። 10 ንስኻ ግና ንትምህርተይ፡ ንኣነባብራይ፡+ ንዕላማይ፡ ንእምነተይ፡ ንዓቕለይ፡ ንፍቕረይ፡ ንተጻዋርነተይ ጠቢቕካ ስዒብካ ኢኻ። 11 ነቲ ኣብ ከም ኣንጾክያን+ ኢቆንዩምን+ ልስጥራን+ ዝበጽሓኒ መስጐጕትን መከራን እውን ትፈልጦ ኢኻ። እዚ መስጐጕቲ እዚ ተጻዊረ እየ፣ ጐይታ ድማ ካብዚ ዅሉ ኣናጊፉኒ እዩ።+ 12 እኳ ደኣስ፡ ኵሎም እቶም ምስ ክርስቶስ የሱስ ብእተተሓሓዘ ንኣምላኽ ብዘለዎም ተወፋይነት ኪነብሩ ዚደልዩ እውን፡ ኪስጐጉ እዮም።+ 13 እኩያትን ኣምሰሉታትን ግና እናኣስሓቱን እናሰሓቱን ናብ ዝገደደ ኺበጽሑ እዮም።+

14 ንስኻ ግና ካብ እንመን ከም እተመሃርካ ፈሊጥካ፡ በቲ እተመሃርካዮን ዝኣመንካሉን ጽናዕ።+ 15 ካብ ሕጻንነትካ+ ኣትሒዝካ እውን፡ ነቲ ብእምነት ክርስቶስ የሱስ ንድሕነት ዜለብመካ+ ቕዱሳት ጽሑፋት ትፈልጦ ኢኻ።+ 16 ኵሉ ቕዱስ ጽሑፍ ብድራኸ* መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ፡+ ንምምሃርን+ ንምግናሕን ንምቕናዕን* ብጽድቂ ንምግሳጽን+ ከኣ ዚጠቅም እዩ፣ 17 እዚ ድማ፡ እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ኣጸቢቑ እተዳለወ፡ ምሉእ ብምሉእ ብቑዕ ምእንቲ ኪኸውን እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ