ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ኪልግሱ እተዋህበ መተባብዒ (1-15)

        • ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ ይፈቱ (7)

2 ቈረንቶስ 9:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:26፣ 1ቈረ 16:1፣ 2ቈረ 9:12

2 ቈረንቶስ 9:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 11:24፣ 19:17፣ 22:9፣ መክ 11:1፣ ሉቃ 6:38

2 ቈረንቶስ 9:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከይፈተወ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:29፣ ምሳ 11:25፣ ግብ 20:35፣ እብ 13:16
  • +ዘዳ 15:7, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 155

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 55

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 196

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2013፡ ገጽ 13

    1/12/2012፡ ገጽ 5

    1/11/1998፡ ገጽ 26

2 ቈረንቶስ 9:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 28:27፣ ሚል 3:10፣ ፊል 4:18, 19

2 ቈረንቶስ 9:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብልግሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 112:9

2 ቈረንቶስ 9:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 210-212

2 ቈረንቶስ 9:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:26, 27፣ 2ቈረ 8:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 210-216

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 11-12

2 ቈረንቶስ 9:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:16፣ እብ 13:16፣ ያእ 1:27፣ 1ዮሃ 3:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 210-212

2 ቈረንቶስ 9:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 210-212፡ 216-217

2 ቈረንቶስ 9:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2017፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2015፡ ገጽ 14

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 210-212

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 9:1ሮሜ 15:26፣ 1ቈረ 16:1፣ 2ቈረ 9:12
2 ቈረ. 9:6ምሳ 11:24፣ 19:17፣ 22:9፣ መክ 11:1፣ ሉቃ 6:38
2 ቈረ. 9:7ዘጸ 22:29፣ ምሳ 11:25፣ ግብ 20:35፣ እብ 13:16
2 ቈረ. 9:7ዘዳ 15:7, 10
2 ቈረ. 9:8ምሳ 28:27፣ ሚል 3:10፣ ፊል 4:18, 19
2 ቈረ. 9:9መዝ 112:9
2 ቈረ. 9:12ሮሜ 15:26, 27፣ 2ቈረ 8:14
2 ቈረ. 9:13ማቴ 5:16፣ እብ 13:16፣ ያእ 1:27፣ 1ዮሃ 3:17
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 9:1-15

2 ቈረንቶስ

9 ብዛዕባ እቲ ንቕዱሳት ዚኸውን ኣገልግሎት፡+ ክጽሕፈልኩም ኣየድልየንን እዩ፣ 2 ከመይሲ፡ እቲ ኣካይያ ኻብ ዓሚ ኣትሒዛ ኸም እተዳለወት ንመቄዶናውያን እተመካሕኩሉ ፍቓደኛነትኩምን እቲ ንመብዛሕትኦም ዘለዓዓለ ቕንኣትኩምን እፈልጥ እየ። 3 ኰይኑ ግና፡ እቲ እተመካሕናዮ ኣብዚ መዳይ እዚ ኸንቱ ምእንቲ ኸይከውን፡ ከምቲ ዝበልክዎ፡ ተዳሊኹም ምእንቲ ኽትጸንሑ፡ ነቶም ኣሕዋት እሰድዶም ኣለኹ። 4 እንተ ዘይኰነስ፡ መቄዶናውያን ምሳይ እንተ መጺኦም እሞ ኸይተዳሎኹም እንተ ረኺቦምኹም፡ ንሕና ዀንና ንስኻትኩም በቲ ኣባኻትኩም ዘሎና እምንቶ ኽንሓፍር ኢና። 5 እምበኣር፡ ነቶም ኣሕዋት ኣቐዲሞም ናባኻትኩም ምእንቲ ኺመጹ ኸተባብዖምን እቲ ኸተበርክትዎ ዘተስፈኹምዎ ህያብ ተዳልዩ ኺጸንሕን ዜድሊ ዀይኑ ተሰሚዑኒ ኣሎ፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ እዚ ኸም ብግዲ እተዋህበ ዘይኰነስ፡ ከም እተበርከተ ህያብ ኰይኑ ኺዳሎ ይኽእል።

6 ብዛዕባ እዚ ግና፡ እቲ ቘጢቡ ዚዘርእ፡ ቈጢቡ ይዓጽድ፣ እቲ ብበረኸት ዚዘርእ ከኣ፡ ብበረኸት ይዓጽድ።+ 7 ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡+ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ* ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡+ ከምቲ ብልቡ ዝሓለኖ ይሃብ።

8 ብዘይካዚ፡ ኵሉ ሳዕ ብዅሉ ምሉእ ዘይጕዱል ኣልዩኩም፡ ብዅሉ ሰናይ ግብሪ ዕዙዛት ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ኣምላኽ ጸጋኡ ኼብዝሓልኩም ይኽእል እዩ።+ 9 (ከምቲ፡ “ብሰፊሑ* ዓዲሉ፣ ንድኻታት ሂቡ። ጽድቁ ንዘለኣለም ይነብር” ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ።+ 10 እቲ ንዘራኢ ዘርእን ንምግቢ ዚኸውን እንጌራን ኣብዚሑ ዚህብ፡ ንሱ ዘርኢ ኺህበኩምን ኬበርክተልኩምን ፍረ ጽድቅኹም ኬብዝሖን እዩ።) 11 ብዅሉ በቲ ብኣና ኣቢሉ ንኣምላኽ ምስጋና ዜምጽእ ኵሉ ልግሲ ትህብትሙ ኣለኹም፣ 12 ምኽንያቱ፡ እዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት እዚ ዚግበር፡ ነቶም ቅዱሳት ዜድልዮም ዘበለ ንምምላእ+ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ዚቐርብ ብዙሕ ምስጋና ምእንቲ ኺዓዝዝ እውን እዩ። 13 ነቲ ብስራት ክርስቶስ ክትሰብኩ ኸለኹም ተገዛእቲ ስለ ዝዀንኩምን ንዓታቶምን ንዅሉን ብልግሲ ስለ እተዋጽኡን፡ እዚ ኣገልግሎት ረድኤት እዚ ብዜቕርቦ መርትዖ፡ ንኣምላኽ የሞግስዎ እዮም።+ 14 ስለቲ ኣባኻትኩም ዘሎ ሓለፍ ዝበለ ጸጋ ኣምላኽ ምእንታኹም ብምምህላል ከኣ፡ ኪላለዩኹም ሃረር ከም ዚብሉ የርእዩ ኣለዉ።

15 ስለቲ ኺግለጽ ዘይከኣል ናጻ ውህበቱ፡ ንኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ